300 ሚልዮን ዝቕልብ ምግቢ ይጎሓፍ

መግለጺ ቪድዮ, 300 ሚልዮን ዝምግብ ምግቢ ይጎሓፍ

እቲ ኣብ ኣፍሪቃ ጥራይ ኣብ ውሽጢ ዓመት ዝጓሓፍ ምግቢ ን300 ሚልዮን ህዝቢ ክቕልብ ከምዝኽእል ትፈልጡ'ዶ? ሓደ ኣፍሪቃዊ ነዚ ዝባኽን መግቢ ፍታሕ ዝኸውን ሓሳብ ሒዙ መፂኡ'ሎ።