ኣብ ምዕራባዊት ኣፍሪቃ ሃገረ ናይጀርያ ሓንቲ ጓል ኣነስተይቲ ብዛዕባ ሞት ዝውገዐሉ እንዳ ሻሂ ከፊታ። ኣብዚ ካፌ እዚ ሰባት እንታይነትን ትርጉምን ሞት ይመያየጥሉ።