ነጥብታት ብዛዕባ ኢትዮ ኤርትራ

መግለጺ ቪድዮ, ነጥብታት ብዛዕባ ኢትዮ ኤርትራ

ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ ናጻ ኮይና ናይ ገዛእ ርእሳ መንግስቲ ዝኣወጀትሉ እዋን መዓዝ'ዩ ነይሩ? መንግስታት ክልትኤን ሃገራት ብዶብ ናብ ዝተሳበበ ደማዊ ኵናት መዓዝ ኣምሪሐን?