ካብ ቁርጽራጽ ወረቓቕቲ ዝተሰርሑ ደብተራት

መግለጺ ቪድዮ, ካብ ቁርጽራጽ ወረቓቕቲ ዝተሰርሐ ደብተራት

ኣብ ኢትዮጵያ ዝመደብሩ ትካል ፈለክ ካብ ዝተደረበዩን ቁርጽራጻትን ወረቓቕት ደብተራት ብምስራሕ ካብ ኣብያተ ትምህርቲ ርሒቖም ዝነበሩ ሰገናት መሊሱ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ክኣትዉ ይገብር'ሎ።