ኪም ወ ትራምፕ
መራሕቲ ሃገራት ኣሜሪካን ሰሜን ኮርያን ድሕሪ ንዓመታት ዝዘለቐ ልውውጥ ጸያፍ ቃላት ኣብ ሲንጋፑር ተራኺቦም ክዝትዩ ቆጸሮ ሒዞም ኣለዉ። ንምዃኑ ድሌታት ኣሜሪካን ሰሜን ኮርያን እንታይ'ዩ? ብስሩ'ኸ ዕርቀ ሰላም ከውርዳ ዶ ይኾና?