ማሕለኻ ደቂ ኣንስትዮ፡ ወርሓዊ ጽግያት
ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝርከብ ሓደ ቤት ትምህርቲ ዳህሳስ ተገይሩ ዕላዊ ዝተገበረ መጽናዕቲ ከምዝሕብሮ ቁጽረን ዘይናዓቕ ደቂ ኣንስትዮ ተመሃሮ ብሰንኪ ወርሓዊ ጽግያት ካብ ትምህርቲ ከምዝተርፋ ይግለጽ። ገለ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ነቲ ጸገም ንምፍታሕ መጸራረይ ወርሓዊ ጽግያት ኣብቲ ቤት ትምህርቲ ብናጻ የከፋፍል'ሎ።