ሞ ሳላሕ ብደረጃ ዓለም ኣብ ከመይ ዝበለ ደረጃ ይርከብ?

መግለጺ ቪድዮ, ሞ ሳላሕ ብደረጃ ዓለም ኣብ ከመይ ዝበለ ደረጃ ይርከብ?

ከምቶም ንዓሰርተ ዓመታት ንኩዕሶ እግሪ ዝተቖፃፀሩ ክርስትያኖ ሮናልዶን ሊዮነል መሲን'ዶ ክኸውን ይኽእል?