ክንሰትዮ ዘለና መጠን ማይ ክንድምንታይ'ዩ?

መግለጺ ቪድዮ, ክንሰትዮ ዘለና መጠን ማይ ክንድምንታይ'ዩ?

ብዘይ መግቢ ንመዓልታት ክንፀንሕ ንኽእል ኢና፤ ይኹን ዳኣ'ምበር ብዘይ ማይ ግን ካብ ውሑዳት መዓልታት ንላዕሊ ክንፀንሕ ኣይንኽእልን።