ከም ደርሆ ዝንቁይ ጋናዊ መንእሰይ

መግለጺ ቪድዮ, ከም ደርሆ ዝቛቑ ጋናዊ መንእሰይ

ወዲ 19 ዓመት ጋናዊ መንእሰይ ጀስቲስ ናይ ዝተፈላለዩ እንስሳት ድምጺ ኣምሲሉ ናይ ምድማጽ ፍሉይ ክእለት ኣለዎ። ኣብ ዕለታት ሓደ መዓልቲ ድማ ሽሙ ኣብ ጊነስ ቡክ ከመዝግብ ድሌት ኣለዎ።