በዓል ሕልሚ ሰገን፡ ቀዳማይ ኣስላማይ ፕረዚደንት ኣሜሪካ ክኸዉን ዝምነ ቆልዓ

መግለጺ ቪድዮ, በዓል ሕልሚ ሰገን፡ ፈላማይ ሙስሊም ፕረዚደንት ኣሜሪካ ክኸውን እደሊ

ወዲ 14 ዓመት ትውልደ ሶማሊያዊ ኣሚሪካዊ፡ ሰገን የሱፍ፡ ኣብ ታሪኽ ፕረዚደንትነት ኣሜሪካ ዘሎ ሓፁር ብምፍራስ፡ ፈላማይ ኣስላማይ ፕረዚደንት ኣሜሪካ ክኸውን ከምዝደሊ ይገልፅ። እዚ ሰገን ብዛዕባ ትልሙን ፖለቲካዊ ኣመለኻኽትኡን ዝገልፅ ቪድዯ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ኣስፊሩ ኣሎ።