ወዲ 8 ዓመት ተጸዋታይ ፒያኖ
ወዲ 8 ዓመት ዕሸል፡ ኣዜኤል ኒቀዲሞስ ኣብ ቤት ትምህርቲ ኤስ ኦኤ ስ መቐለ ተመሃራይ ሳልሳይ ክፍሊ እዩ። ንፉዕ ናይ ፒያኖ ተጸዋታይ'ውን እዩ።
ኣዛኤል ካብ ክፍሉ ጸብለል ዝበለ ተመሃራይ ክኸውን እንከሎ ትምህርቱ ምስወድአ መሃንዲስ ክኽውን ራእይ ሰኒቑ ይመሃር'ሎ።