ማላዊ ኣብ እዋን ወሊድ ከጋጥም ዝኽእል ሞት ብምንካይ ህይወት ዕሸላት ተድሕን ኣላ

መግለጺ ቪድዮ, ማላዊ ኣብ እዋን ወሊድ ከጋጥም ዝኽእል ሞት ብምንካይ ህይወት ዕሸላት ተድሕን ኣላ።

በብዓመቱ፡ 2.6 ሚሊዮን ህጻናት ኣብ ዓለም ካብ ሓደ ወርሒ ንላዕሊ ኣይጸንሑን። ትካል መድሕን ህጻናት ዉድብ ሕቡራት ሃገራት ዘዉጽኦ ጸብጻብ፡ እዞም ህጻናት ምክልኻል ብዝከኣሉ ሕማማት ይሞቱ ይብል። ኣብ ማላዊ ግና፡ ሞት ዕሸላት ይንኪ ኣሎ።