እዛ ዕሸል ሙዚቀኛ፡ ናይ መፃኢ ሞዛርት'ዶ ትኸውን?

መግለጺ ቪድዮ, እዛ ዕሸል ሙዚቀኛ፡ ናይ መፃኢ ሞዛርት'ዶ ትኸውን?

ጓል 12 ዓመት ኣልማ ዱስቸር፡ ተፃዋቲት መሳርሒ ሙዚቃ ቫዮሊንን ፒያኖን ከምኡ እውን ኣዋሃዲት እያ። ኣብ 10 ዓመታ ድማ ምሉእ ቅዲ ኦፔራ ፅሒፋ።