ንመሳርሒ ኲናት ዝተጠቐሙላ መንእሰይ ጓል ኣንስተይቲ

መግለጺ ቪድዮ, ንመሳርሒ ኲናት ዝተጠቐሙላ መንእሰይ ጓል ኣንስተይቲ

ዕጡቕ ጉጅለ ቦኮሓራም ብዙሓት መናእሰይ ደቂ ኣንስትዮ ናይጄርያ፡ ነቷጊ ንከፃውዳ ከም መሳርሒ ኲናት ተጠቒሙለን እዩ።