ልባ ኣብ ቦርስኣ ሒዛ ትጓዓዝ ሰበይቲ

መግለጺ ቪድዮ, ልባ ኣብ ቦርስኣ ሒዛ ትጓዓዝ ሰበይቲ

ሴልዋ ድሕሪ ዘጋጠማ ሕማም ልቢ፡ ዝተተኸለላ ሰብ ሰራሕ ልቢ፡ ልባ ኩሉ ግዘ ኣብ ናይ ድሕሪት ቦርስኣ ተሸኪማ ክትጓዓዝ ግድን እዩ።