ድሑር ልምዲ ዝሰዓረት ጓል ኣነስተይቲ ህንዳዊት

መግለጺ ቪድዮ, ድሑር ልምዲ ህንዲ ዝሰዓረት ጓል ኣነስተይቲ

ፀጉሪ ደቂ ተባዕትዮ ብምስትኽኻል ድሑር ልምዲ ህንዲ ሰይራ ናብራኣ ዝሰዓረት ጓል ኣነስተይቲ።