ሚስጢር ጥንታውያን ግብጺ ተፈሊጡ

መግለጺ ቪድዮ, ሚስጢር ጥንታውያን ግብጺ ተፈሊጡ

ታሪኽ ጥንታውያን መራሕቲ ግብጺ ፈርኦናት ኣብ ዝተፈላለዩ መናድቕ ተቐሪጹ ስለዝርከብ ንኽትፈልጦ ኣጸጋሚ ኣይኮነን። ናይቶም ተራ ጥንታውያን ግብጺ ግን ዝፍለጥ ነገር ኣይነበረን። እንተ ሎሚ ሎሚ ግና ኣብ ፓፒረስ ዝተጻሓፉ ሰነዳት ስለዝተረኽቡ ብዛዕብኦም ንምፍላጥ ኣጸጋሚ ኣይኮነን።