ሓረስታይ፡ ዳርጋ ንፍርቂ ዓመት ዝለፈዐሉ ፍርያት እንክሓፍስ ዝጥቀሞ ዝተፈላለዩ ቃላት

መግለጺ ቪድዮ, ዓውዲ ይበርክት

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ኮነ ኤርትራ ኣብ እዋን ምሕፋስ ኣዝመራ፡ ሓረስታይ ንዳርጋ ፍርቂ ዓመት ዝለፈዐሉ ፍርያት ክሓፍስ እንከሎ ዝተፈላለዩ ስነ ቃላት ይጥቀም እዩ። ንኣብነት ቢቢሲ ኣብ ትግራይ ከባቢ ኣኹሱም ተንቀሳቒሱ ዝተዓዘቦ ዓውዲ ነዚ ይመስል።