ኣብ ቀረባ እዋን ዝተፈጥረት ዝነኣሰት ደሴት ዓለም

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ቀረባ እዋን ዝተፈጥረት ዝነኣሰት ደሴት ዓለም

ኣብ ደቡባዊ ፓሰፊክ ኣብ ውሽጢ ውቅያኖስ ብዘጋጠመ እሳተ ጎመራ ዝተፈጥረት ዝሓደሰትን ዝነኣሰትን ደሴት። ምፍጣር ናይዛ ደሴት ሳይንቲስት ዝተፈላለየ ርእየቶን ሓሳባትን ንክህቡላ ደሪኹዎም ኣሎ።