ብስራሕቲ ፊልሚ እጃመይ ከወፊ'ዩ ድሌተይ

መግለጺ ቪድዮ, ብስራሕቲ ፊልሚ እጃመይ ከወፊ'ዩ ድሌተይ

ገመዶ ጀማል ኣብ ስራሕቲ ፊልሚ ቋንቋ ኣፋን ኦሮሞ ተዋፊሩ ዝርከብን ዛጊድ ኣስታት 6 ፊልምታት ሰሪሑን ኣሎ። ንመጻኢ ወለዶ ድማ ዝሓሸ ናይ ፊልሚ ኢንዳስትሪ ከረክብ ጻዕሪ ይገብር።