መሃዝቲ ቢቢሲ፡ ካብ ዓይነ-ምድሪ ዝመንጨወ ፀዓት

መግለጺ ቪድዮ, መሃዝቲ ቢቢሲ፡ ካብ ዓይነ-ምድሪ ዝመንጨወ ፀዓት

ህንዳዊ ማሕበራዊ ኢንተርፕራይዝ፡ ናይ ህዝቢ ዓይነ-ምድርታት ብምህናፅ፡ ንተተካኢ ፀዓት ይጥቀምሉ።