ሰብነት ደቂ ሰባት ኣብ ህዋ እንታይ ክመስል ይኽእል?

መግለጺ ቪድዮ, ሰብነት ደቂ ሰባት ኣብ ህዋ እንታይ ክመስል ይኽእል?

ስኮት ምስ ፍላይ ማንትኡ ተመራማሪ ስነ ህዋ ማርክ ኬሊ እውን ኣካል እቲ መጽናዕቲ'ዩ ነይሩ።

ማርክ፡ ኣብ ምድሪ፣ ስኮት ድማ ኣብ ሰማይ ኮይኖም ዳርጋ ፍጹም ክበሃል ዝኽእል ንጽጽራዊ ትንታነ ሰሪሖም ኣለዉ።