ካብ ዕንፀይቲ ዝተሰርሐት ብሽክሌታ ኣብ ዴሞክራሲያዊት ሪፐብሊክ ኮንጎ

መግለጺ ቪድዮ, ካብ ዕንፀይቲ ዝተሰርሐት ብሽክሌታ ኣብ ዴሞክራሲያዊት ሪፐብሊክ ኮንጎ

“ቹዶክ” ዝተብሃላ ብቀሊሉ ኣብ ገዛ ዝስርሓ ብሽክሌታ ኣብ ምብራቃዊ ዲሞክራሲያዊት ሪፐብሊክ ኮንጎ ፍልፍል ቁጠባ ይኾና ኣለዋ።