ብድዐ ሰራዊት ናይጄርያ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ

መግለጺ ቪድዮ, ብድዐ ሰራዊት ናይጄርያ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ

‘ስነ ምግባሩ ዝሓለወ ሰራዊት ንምፍጣር ዘኽእሉ መምርሕታት በቲንና ኢና። ንብልሽው ስነ ምግባር ወተሃደራት ዝጸውር ዓቕሊ ስለዘይብልና ሰራዊትና ጥንቁቕ’ዩ’ ሰራዊት ምክልኻል ናጀርያ።