ኣብ ሓደጋ ንዝርከቡ ኣፍሪካውያን እንስሳት ዘገዳም ንምድሓን ዝተወጥነ ስራሕ

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ሓደጋ ንዝርከቡ ኣፍሪካውያን እንስሳት ዘገዳም ንምድሓን ዝተወጥነ ስራሕ

ኣብ ስራሕ ዝወዓላ ካሜራ ዝተገጠመለን ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ፡ ኣብ ሓደጋ ዝርከቡ እንስሳት ካብ ዘይሕጋውያን ሃደንቲ ከውሕሳ እምነት ተገይሩ'ሎ።