ትሕቲ ዕድመ መርዓ መግለጺ ስልጣነ ዶስ ድሕረት?

መግለጺ ቪድዮ, ትሕቲ ዕድመ መርዓ መግለጺ ስልጣነ ዶስ ድሕረት?

ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝሓለፉ 15 ዓመታት ጥራሕ ልዕሊ 2 ሚኢቲ ሽሕ ዜጋታት ትሕቲ ዕድመ መርዓ ፈጺሞም።

ኣብ ኣሜሪካ ደቂ 13ን 14ን ዓመት ዝዕድሜኦም ሰገናት መርዓ ክፍጽሙ ልሙድ'ዩ።