ብፀጉርኹም ጥበብ ምስራሕ ትኽእሉ’ዶ?

መግለጺ ቪድዮ, ብፀጉርኹም ጥበብ ምስራሕ ትኽእሉ’ዶ?

ኣይቮሪኮሳዊት ከያኒት ላቲያ ካይ፡ ፍሉይ ቅዲ ፀጉሪ ኣለዋ። እዚ ብሕታዊ ቅዳ ድማ፡ ኣብ ርእሳ ፀጉራ ብምኹማር ጥበብ ንምፍጣር ትጥቀመሉ። ቅድታታ ሓደ ሓደ ግዜ ትርጉም ፖለቲካ፣ ሓደ ሓደ ግዜ ፅባቐ እንትህልዎም፡ ሓደ ሓደ ግዜ ድማ ዘይተለመዱ ይኾኑ።