ስፖርት ምስ ደቂ ኣንስትዮ ይኸይድ' ዶ?

መግለጺ ቪድዮ, ስፖርት ምስ ደቂ ኣንስትዮ ይኸይድ' ዶ?

ደቂ ኣንስትዮ መኻይዲ እንተረኺበን ኣመና ፈተውቲ ስፖርት'የን። ኮይኑ ግና ምትብባዕ ይደልያ እየን።