'ካብ ታክሲ ወሪደ ኣምሪረ ነቢዐ'

መግለጺ ቪድዮ, 'ካብ ታክሲ ወሪደ ኣምሪረ ነቢዐ'

ኬንያዊት ጋዘጠኛ ኣብ መዓልታዊ ንጥፈታታ ተደጋጋሚ ጾታኣ መሰረት ዝገበሩ መጥቃዕትታት የጋጥምዋ።

ከም ጋዜጠኛ እቲ ዘጋጥማ ጾታዊ ግህሰት ኣብ ሚድያ እናቃልሐት፣ ሰባት ክመሃርሉ ትጽዕር።