ናብ ወርቂ ዝቕየሩ ኣቑፅልቲ ቻይና
ኣብ እዋን ቀውዒ ናብ ሕብሪ ወርቂ ዝቕየሩ ኣቑፅልቲ፡ ኣብ ሰሜን-ምዕራብ ቻይና ይርከቡ። በብዓመቱ ድማ ነቲ ከይዲ ለውጢ ክዕዘቡ ዝደልዩ በፃሕቲ ዓዲ ናብ ሰሜናዊ ምዕራብ ቻይና ይመጽኡ።