መበል 50 ዓመት ዝኽሪ ቼ ጉቬራ

መግለጺ ቪድዮ, መበል 50 ዓመት ዝኽሪ ቼ ጉቬራ

ድሕሪ 50 ዓመታት ሕልፈት ህይወት ኢርነስቶ ቼ ጉቬራ፡ ሕዚ እውን ዓለም ንቼ ጉቬራ እናዘከረቶ እያ። ብዙሓት ኩባውያን ዘይፈርሕ ጅግና ብምባል ይሙግስዎ። ተቓወምቱ ግና፡ ፖለቲካዊ ናዕቢ ዘለዓዕል መራሒ ደባይ ብምባል ይኹንንዎ።