ማርቲን ንጉጊ፡ ስንክልንኡ ንፉዕ ሰኣላይ ካብ ምዃን ኣይኣገዶን።
ኬንያዊ ማርቲን ንጉጊ፡ ንቡር ኣእዳው ሒዙ ኣይተወለደን። ወላዲቱ ዝነበሮ ጉድኣት ኣካል ክትሽፍን ትፅዕር ከምዝነበረት ይገልፅ። ይኹን እምበር ናይ ቅብኢ ሞይኡ ይበፅሖ ዝነበረ ምግላል ንክስዕር ጉልበት ኮይንዎ ።