ኣብ ምርኢት ሙዚቃ ላስቬጋስ፡ ብውልቀ ሰብ ዝተኸፈተ ተኹሲ 50 ሰባት ተቐቲሎም

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ምርኢት ሙዚቃ ላስቬጋስ፡ ብውልቀ ሰብ ዝተኸፈተ ተኹሲ 50 ሰባት ተቐቲሎም

በዚ መጥቃዕቲ 50 ሰባት እንትሞቱ፡ 406 ድማ ቆሲሎም። እዚ መጥቃዕቲ ኣብ ታሪኽ ኣሜሪካ ኣብ እኩብ ህዝቢ ካብ ዝተፈፀሙ መጥቃዕትታት እቲ ዝኸፍአ እዩ።