ምስ ምልክት ፍሽኽታ( ኢሞጂ) ዝመሃዘ ሰብኣይ ተላለዩ።

መግለጺ ቪድዮ, ምስ ምልክት ፍሽኽታ( ኢሞጂ) ዝመሃዘ ሰብኣይ ተላለዩ።

ፍሽኽታ ዓለም ለኻዊ ቋንቋ ከምዝኾነ ዝገልጽ መሃዚ ምልክታት ፍሽኽታ (ኢሞጂስ) ስኮት ፋህልማን ውጽኢት ምህዙኡ ከምዚ ግኑን ክኸውን'ዩ ኢሉ ከምዘይተጸበየ ሓቢሩ። ፍሽኽታ ናይ ጸሊም፣ጸዓዳን ቻይናን ኣፈላላይ የብሉን።