ሮሂንግያ ሙስሊም እንታዎት እዮም?

መግለጺ ቪድዮ, ማሕበረሰብ ሙስሊም ሮሂንግያ ኣብ ከቢድ ቅልውላው መንነት ተሸሚሞም።

ንዘበናት ኣብ ሚያንማር ድሕሪ ምጽንሖም፡ ካብ ነሓሰ ናይዚ ዓመት ጥራሕ ኣስታት 300,000 ሮሂንግያውያን፡ ምስ ዘሕዝን ዛንታታት ዓመጽን ቅትለትን ምቅጻል ኣባይትን ናብ ባንግላደሽ ሃዲሞም ኣለው።

ኣስታት ፍርቂ እቲ ህዝቢ ካብ ሚያንማር ናብ ባንግላደሽ ሃዲሙ'ሎ። ንመንነቶም ብቓላቶም ይገልጽዎ።

ሪፖርት ብሻሉ ያዳቭ (Shalu Yadav)

ስእልን ኣርትዖን፡ ነሃ ሻርማ (Neha Sharma)