ኦቲዝም ምስ ዝዀነ ወዳ ድኳን ዝኸፈተት ኣደ

መግለጺ ቪድዮ, ኦቲዝም ምስ ዝዀነ ወዳ ድኳን ዝኸፈተት ኣደ
ኦቲዝም ምስ ዝዀነ ወዳ ድኳን ዝኸፈተት ኣደ

ኦቲዝም ዝዀነ ውላድ ዘለዋ ኣደ እንዳ መሸጢ ፍሩታ ከፊታ ግዳይ ኦቲዝም ንዝዀኑ ሰባት ማሕበራዊ ርክባቶም ዘሐይልሉ ክእለት ተተባብዕ ኣላ። ወዳ ፓትሪክ ኣብቲ ድኳን ምስኣ ፍረታትን ኣሕምልትን ብምሻጥ ናይ ምዝራብ ዓቕምታቱ የጐልብት ኣሎ።