ኣግራብ ይጭነቝ ድዮም?

መግለጺ ቪድዮ, ኣግራብ ይጭነቑ ድዮም?
ኣግራብ ይጭነቝ ድዮም?

ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዩኒቨርስቲ ካምብሪጅ እትመራመር ዶ/ር ስትሬላ፡ ውልዶ ኣእዋም ካብ ዓሌታቶም ጭንቀት ክወርሱ ተኽእሎ ኣሎ ድዩ? ንዝብል ሕቶ መልሲ ንምርካብ ምስ ጕጅለኣ ኰይና ትመራመር ኣላ።