እንከይተምሃራ ባንኪ ዝወነና ሓቦኛታት ደቂ ኣንስትዮ

መግለጺ ቪድዮ, እንተይተምሃራ ባንኪ ዝወነና ሓቦኛታት ደቀ’ንስትዮ
እንከይተምሃራ ባንኪ ዝወነና ሓቦኛታት ደቂ ኣንስትዮ
Published

ቅድሚ 25 ዓመት ባንክ ማን ደሺ ንምጥያሽ ዝበቕዓ ህንዳውያን ደቂ ኣንስትዮ፡ ትካለን 'ናይ ደቂ ኣንስትዮ ንደቂ ኣንስትዮ' ዝብል ዕላማ ሒዙ ዝተበገሰን ንብኣማኢት ኣሽሓት ህንዳውያን ደቂ ኣንስትዮ ጸገማት ፋይናንስ ዝፈትሐ ምዃኑን ይግለጽ። ኣብቲ ፈለማ ግን ማእከላይ ባንክ እታ ሃገር “ስለዘይተምሃርክን ፍቓድ ስራሕ ኣይንህበክንን” ኢሉ ከልኪልወን ከምዝነበረ እተን መስረትቲ ተዛሪበን።