ብናይ ካሜራ ቅርጺ ዲዛይን ኣስሪሑ ቤቱ ዝሃነጸ ህንዳዊ
ብናይ ካሜራ ቅርጺ ዲዛይን ኣስሪሑ ቤቱ ዝሃነጸ ህንዳዊ
ምስ ካሜራ ብዘለዎ ፍቕሪ ንደቁ ብፍሉጣት ትካላት ኣፍረይቲ ካሜራ ካኖን፣ ኒከንን ኢፕሶንን ዝሰመየ ህንዳዊ ራቪ ሃንጎል፡ ኣብ መወዳእታ ቅዲ መንበሪ ገዛኡ ብናይ ካሜራ ሰሪሑ ብምርኣይ ምስ ካሜራ ዘለዎ ፍቕሪ ክሳዕ መቓብር ከምዝኾነ ኣረጋጊጹ። ንሱ ኣብ ፈለማ ህንጸት ገዛኡ ክጅምር እንከሎ ብዙሕ ሰብ ከም ዕቡድ ይቖጽሮ ከምዝነበረ’ዩ ዝገልጽ።



