'ስርዓተ ቀብረይ ተፈጺሙ’ዩ'
'ስርዓተ ቀብረይ ተፈጺሙ’ዩ'
ኣብ ማእከላይ ሪፐብሊክ ኣፍሪቃ ንዓሰርተታት ዓመታት ይቕጽል ብዘሎ ኵናት ሓድሕድ፡ ኣማኢት ህጻናት ተጨውዮም ብሓይሊ ይዓጥቁ። ካብኣቶም ሓንቲ ንጉኣንጂ ጓል 11 ዓመት እንከላ ተጨውያ ተወሲዳ ነይራ። ካብቲ ዝተኣሰረትሉ ቦታ ኣምሊጣ ምስተመለሰት ግን ስድራኣ ስርዓተ ቀብራ ኣካይዶም ሓዘኖም ወዲኦም ከምዝጸንሕዋ ተዘንቱ።