ደቂ ደቀን ንንግስቲ ኤልሳቤጥ እኖሓጎኦም ይሕልዉ

መግለጺ ቪድዮ, ደቂ ደቀን ንዳግማዊት ንግስቲ ኤልሳቤጥ ዳግማዊት ንነፍስሄሪት እኖሓጎኦም ይሕልዉ
ደቂ ደቀን ንንግስቲ ኤልሳቤጥ እኖሓጎኦም ይሕልዉ
ስነስርዓት ምሕላው እሓጐ

ሸሞንተ ደቂ ደቂ ንግስቲ ኤልሳቤጥ፡ ብቕድሚ ትማሊ ቀዳም፡ ስነ ስርዓት ምሕላው ንነፍስሄሪት ዓባዮም ኣካይዶም።