ብዛዕባ'ቲ ኣብ ጋቦን ዝተፈጸመ ዕልዋ እንታይ ንፈልጥ?

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ጋቦን ዘጋጠመ ዕልዋ መንግስቲ እንታይ ምልከታ ኣለዎ?
ብዛዕባ'ቲ ኣብ ጋቦን ዝተፈጸመ ዕልዋ እንታይ ንፈልጥ?

ኣዘዝቲ ሰራዊት ጋቦን ድሕሪ እቲ ዘካየድዎ ዕልዋ መንግስቲ መራሒ ሸይሞም። እቲ ዕልዋ መንግስቲ ነቲ ኣስታት ፍርቂ ክፍለዘበን ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ስድራ እሱር ፕረዚደንት እታ ሃገር መኸተምታ ዝገበረሉ ይመስል።