“ጠንካራ ዘይትፈርሕ ትግራወይቲ ኮይነ ኣርኣያ ክኸውን’የ ዝደሊ” ሞዴል መዓርግ

መግለጺ ቪድዮ, “ጠንካራ ዘይትፈርሕ ትግራወይቲ ኮይነ ኣርኣያ ክኸውን’የ ዝደሊ” ሞዴል መዓርግ
“ጠንካራ ዘይትፈርሕ ትግራወይቲ ኮይነ ኣርኣያ ክኸውን’የ ዝደሊ” ሞዴል መዓርግ

ምዕባለ እቲ ኲናት ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ እናበኣሰ ክኸይድ ከሎ ጭንቀትን ሓዘንን መዓርግ ብዝያዳ እናወሰኸ ከደ። ‘ቤተሰብ ዳግማይ ዝርእየሉ ዕድል ይህሉዶ ይኸውን?’ ዝብል ሕቶ ኣብ ውሽጣ ተፈጠረ።

መዓርግ ታረቀ

ምንጪ ስእሊ, Magi