ንከቢድ ሓደጋ ዝተቓልዑ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት

መግለጺ ቪድዮ, ምስ ሓለዋ ባሕሪ ቱኒዝያ ዝተገበረ ትዕዝብቲ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት
ንከቢድ ሓደጋ ዝተቓልዑ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት

ቢቢሲ ምስ ሓለዋ ገምገም ባሕሪ ቱኒዝያ ብምትሕብባር ን24 ሰዓታት ዝኣክል ብዛዕባ እቲ ኣብ ባሕሪ ሜዲትራንያን ዘጋጥም ዘሎ ማእለያ ዘይብሉ ዋሕዚ ስደተኛታት ተዓዚቡ።