ሓበሻ ብቋንቋኦም ኣገልግሎት ክረኽቡሉ ዝህቅን ትካል ሕክምና ኢትዮጵያውያን
ሓበሻ ብቋንቋኦም ኣገልግሎት ክረኽቡሉ ዝህቅን ትካል ሕክምና ኢትዮጵያውያን
ኣብ ኣንጎላ ብልዕሊ ሓደ ሚልዮን ዶላር ወጻኢ ዝተጣየሸ ግሬስ ሜዲካል ሰንተር ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ። እቲ ማእከል ሕክምና ብሰለስተ ኢትዮጵያውያን ኣውፈርቲ ዝተሰርሐ ኮይኑ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ብቋንቋኦም ኣጎልግሎት ክረኽቡ ከምዝሕግዝ ሜዲካል ዳይሬክተር እቲ ማእከል ሕክምና ዶ/ር ምሩጽ ገብረመድህን ሓቢሩ።