ብሓደጋ ውሕጅ 13 ደቁ ዝተወሰዱዎ ኣቦ

መግለጺ ቪድዮ, ብሓደጋ ውሕጅ 13 ደቁ ዝተወሰዱዎ ኣቦ
ብሓደጋ ውሕጅ 13 ደቁ ዝተወሰዱዎ ኣቦ

ኣብ ምብራቓዊ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጐ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅን መንደረጋሕን ልዕሊ 400 ሰባት ሞይቶም። ካብቶም ግዳያት ሓደ ዝዀነ ተወላዲ ኮንጐ 13 ደቁ ስኢኑ ምስ በዓልቲ ቤቱ ኣብ ዓሚቝ ሓዘን ጥሒሉ ይርከብ።