'ስደት ጽቡቕ'ኳ እንተዘይኰነ ግን ተማሂረሉ' ሄቨን ኣብርሃም

መግለጺ ቪድዮ, ሄቨን ኣብርሃም ኣብ ኣስመራ-ኤርትራ ተወሊዳ። ኣብዚ ሕጂ ብስደት ኣብ ኬንያ ትርከብ። ንበዳሂ ናብራ ስደት ኢዳ ዘይሃበት ሄቨን ኣብ ገዝኣ ኰይና ዝተፈላለዩ ዓይነታት ኬክ ብምድላው ዕድል ስራሕን ዕዳጋን ፈጢራ'ላ። ምስ ቢቢሲ ዝገበረቶ ጻንሒት እነሆ።
'ስደት ጽቡቕ'ኳ እንተዘይኰነ ግን ተማሂረሉ' ሄቨን ኣብርሃም