ሆላንድ፡ ኣብ መንጐ ኤርትራውያን እንታይ'ዩ ኣጋጢሙ?

መግለጺ ቪድዮ, ኤርትራ፡ ኣብ ሆላንድ እንታይ'ዩ ኣጋጢሙ?
ሆላንድ፡ ኣብ መንጐ ኤርትራውያን እንታይ'ዩ ኣጋጢሙ?

ኣብ ሆላንድ፡ ኣብ መንጐ ደገፍትን ተቓወምትን መንግስቲ ኤርትራ ብዘጋጠመ ግጭት ሓያለ ሰባት ተጐዲኦም ብዙሕ ንብረት ዓንዩ። ፖሊስ እታ ሃገር 13 ሰባት ኣብ ቀይዲ ኣእትዩ'ሎ።