ኣብ ኣፍጋኒስታን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣስታት ሽሕ ሰባት ሞይቶም

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ኣፍጋኒስታን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣስታት ሽሕ ሰባት ሞይቶም

ኣብ ኣፍጋኒስታን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣስታት ሓደ ሽሕ ሰባት ክሞቱ እንከለዉ ልዕሊ 1500 ድማ ግዳይ መቑሰልቲ ኮይኖም። እቲ ሓደጋ ልዕሊ ዓቕሚ መንግስቲ እታ ሃገር ስለዝኾነ ነታ ሃገር ዘመሓድር ዘሎ ጣሊባን ዓለምለኻዊ ሓገዝ ጠሊቡ'ሎ።