ፕረዚደንት ዩክረይን ንዝቖሰሉ ወተሃደራት በጺሑ

መግለጺ ቪድዮ, ፕረዚደንት ዩክረይን ንዝቖሰሉ ወተሃደራት በጺሑ

ፕረዚደንት ዩክረይን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ኣብ ኵናት ንዝቖሰሉ ወተሃደራት ተዘዋዊሩ ተዓዚቡ። እቲ ኣብ ዘይተፈለጠ ወተሃደራዊ ሆስፒታል ምብጻሕ ዘካየደ ፕረዚደንት ንጉድኣት ቅልጡፍ ሕውየት ተመንይሎም።